ሓበሬታ

ስቕታ ምስባር

---

ዓመጽ ምልላይ

ሰለስተ ኤርትራውያን ደቂ ኣንስትዮ ብዛዕባ ስነ-ኣእምሮኣዊ ዓመጽ፡ ተነጽሎን ብሰንኩ ዝስዕብ ጽግዕተኛነትን ይዛረባ። ስደት ድማ ነዚ ምግጣም ዝያዳ ኣጸጋሚ ይገብሮ። ኣብ መንጎ ኤርትራውያን ደቂ ኣንስትዮ ምትሕግጋዝን ደገፍን ክህሉ ይላበዋ።

---

ዘቤታዊ ዓመጻ

ክልተ መሓዙት ሻሂ ንኽሰትያ ይራኸባ። ቀስ ብቐስ ካብ ክልቲኤን ሓንቲ ኣብ ገዛ ዓመጽ ከምዘጋጥማ ትገለጽ። ብሓገዝ ናይ መሓዝኣ ድማ ናብ ሓደ መኻሪ ትካል ትኸይድ። እዛ ፊልም ኣብ ዙሪክ ዝርከብ ክኢላ ትካል ምኽሪ ዘካይዶ ሓቀኛ ኩነት ናይ ምኽሪ ኣገልግሎት ተርኢ።.

ኣብዚ ድራማ ዘሎ ታሪኽ ይኹን ገጸ ባህሪ ልብወለዳዊ ውክልና እምበር ናይተን ተዋሳእቲ ታሪኽ ከምዘይምዃኑ ብኣኽብሮት ንሕብር።

---

ሓበሬታ ንህጹጽ እዋን ዘቢታዊ ዓመጽ

ከም ሓደ ብዓመጽ ዝተሃስየ፡ ዓመጽ ዝፍጽም ወይ ኣሰናዪ ሰብ: ዘቤታዊ ዓመጽ ኣብ ዘጓንፈሉ እዋን እንታይ ክገብር እኽእል፧

---

ጾታዊ ዓመጽ

---

ናይ ዕላል ምሸት

ምሳና ዘምስዩ ዕዱማት:

ሰምሃር ነጋሽ፣ ትምህርታዊ ሞያ: ማሕበራዊ ስነ ፍልጠት (ስነ ሰብ፤ ጾታዊ ማዕርነትን) መሓሪ ዑቅባልደት፣ትምህርታዊ ሞያ: ማሕበራዊ ስነ ፍልጠት (ስነ ሰብ፤ ጾታዊ ማዕርነትን) ኣልጋነሽ ገብረ፣ ተጣባቒት መሰል ደቒ ኣንስትዮ። ብ Skype ክትጽንበረና እያ።